ቪድዮታት ሓበሬታ ብዛዕባ ሕርሲ

 ብዛዕባ መስርሕ ሕርሲን አገባብ አተአላልያ አብ ሕልኽላኽ ዘጋጥመሉ እዋን ብመገዲ ቪድዮታትና ምስቶም ብሰብ ሞያ አብ መሓረሲ ክፍሊናይ ሹቭ ዝተቀድሐ ተወከሱ። 

ስራሕ ሕርሲ ምጅማር

ምጭባትን ቃንዛ አብ እዋን ሕርሲ ዘሎ ምእላይ

ምንቅስቃስን አቀማምጣ አብ እዋን ሕርሲ

ፔሬዱራልን ሕርሲ

እቲ ኤፒስቶሚ ሓደ ሓደ ግዜ አድላይ እዪ።

መንቀርቀር ወይ መስሓቢ አብ እዋን ሕርሲ መአስ እዩ አድላዪ ዝኸውን፧

ኦፐሬሽን 1ይ ክፋል

ኦፐሬሽን 2ይ ክፋል

ሕርስን ምጅማር መስርሕን

ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልትታት ኣገዳስነት ዕረፍቲ ኣብ ክፍሊ ሕርሲ ምስ ሕጻን

 Dernière mise à jour le 12/01/2022 à 10:18